ተረባሕነትን ፅልዋን መናእሰይ ንምርግጋጽ ዝዓለመ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ትግራይ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጣይሹ

ተረባሕነትን ፅልዋን መናእሰይ ንምርግጋጽ ዝዓለመ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ትግራይ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጣይሹ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምጥያሽ ዝተረኸቡ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ፤ መናእሰይ ኣብ Read More …

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ውቕሮ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣዳልዩ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ውቕሮ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣዳልዩ፣ ኣብ ትራንስፎርሜቲቭ ኣመራርሓ ትኹረት ዝገበረ 31 ማእኸላይ Read More …